Home hero

Sex and Facts

Informations

ሓበሬታ

ብሰብ ሙያ ዝተደገፈ ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ጾታዊ ርክብ ጥዕና

Conseils 1

ምኽሪ

ምኽሪ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሰብ ሙያ ንናይ ጾታዊ ርክብ ጥዕና።

ሓበሬታ ርኸቡ!

ኣብዚ ብዙሕ እዋናዊን ብሰብ ሙያ ዝተደገፈን ሓበሬታ ብዛዕባ ብልዕቲ፣ ሆርሞን ዘለወንን ዘይብለንን ጥንሲ መከላኸሊ ሜላታት፣ ጥንሲን ምውራድ ጥንሲን፣ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፋ ሕማማት ትረኽቡ (STI)።

ኣርጊፍኩም ጽዓኑ

ስፍሕ ዝበለ ሓበሬታ ብ 11 ቋንቋታት ብቐጥታ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተቐሪቡ ኣሎ፣ ብፒ.ዲ.ኤፍ. ኣውሪድኩም ክትጽዕንዎ ትኽእሉ ኢኹም።

ሕቶ'ዶ ኣለኩም?

ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሰብ ሙያ ንናይ ጾታዊ ጥዕና ንሕቶኹም ሰብ ሙያ ብስቱር ክመልሱልኩም እዮም። እሳቶም ነቲ ናትኩም ኩነታት ዝኸውን ጭቡጥ መፍትሒ ንኽትረኽቡ ይሕግዙኹም እዮም።

ተወሳኺ ሓበሬታ